ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኹሉ ስዓቢ እዛ መርበብ

Feb 17, 2021
Mamadou Ndiaye

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

እዚ  መርበብ ሓበሬታ ንንጥፈታት ማሕበኮም-ኤርትራውያን ነበርቲ ስያትልን ከባቢኣን ዝቃለሓሉ፥  ኤርትራውያን ህጻናትን መንእሰያትን ባህሎምን ልምዶምን ዝላለይሉን ብድስፕሊን ንኽዓብዩ  ብማሕበረ-ኮም ዝግበር  ጻዕሪ ዝግለጸሉ፡  ንማሕበራዊ ህይወት ብዕድመ ዝደፍኡ ኤርትራውያንን ኩነታት መነባብረኦምን ብዝተፈላልየ መልክዑ እናቕረበ እንላዘበሉ፥  ባህልን ልምድን ህዝቢ ኤርትራን ጸጋታት ኤርትራን በብመልክዓቱ ምስ ኣንበብብቲ ንምልላይን ቱሪዝማዊ ስሓብነት ኤርትራ ንምጉላሕን ከም ቀንዲ መበሃሃልቲ መደባት ሒዙ ክሰርሕ’ዩ። ካብ ለካቲት 2021 ጀሚሩ ድማ፥ ብሓድሽ ኣወዳድባን ሓድሽ ራኢን መደባቱ ሓንጺጹ ይበጋገስ ኣሎ። ኩሉ ኤርትራዊ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ተሳትፍኡ ከዛይድን ኣብ ኩሉ ጉዳያት ሓበሬታታት መወሃሃቢ ዓውዲ ጌሩ ንኽትቀመሉን በዚ ኣጋጣሚ ነዘኻክር።

 

 





    Subscribe to Our Newsletter